ዓውደ ኣዋረሕ | Calendar 2008

Download Geez - ክፋእ ዝዓይኑ ሰብ ኪህብትም ይቕልትፍ፡ ሽጋር ከም ዚወርዶ ኸኣ ኣይፈልጥን።
ሕዳር - November
sunday monday tuesday wednesday thursday friday saturday
                        1 22
 44:ሰሙን
            ሉቃስ ወንጌላዊ
2 23 3 24 4 25 5 26 6 27 7 28 8 29
 45:ሰሙን
ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣ.ተ.ሃይማኖት     መድሃኔ ዓለም   በዓለ እግዚኣብሔር
9 30 10 1 11 2 12 3 13 4 14 5 15 6
 46:ሰሙን
      በኣታ ማርያም   ኣቡነ ገ.መ.ቅዱስ ቊስቋም
16 7 17 8 18 9 19 10 20 11 21 12 22 13
 47:ሰሙን
ስላሴ         ቅዱስ ሚካኤል  
23 14 24 15 25 16 26 17 27 18 28 19 29 20
 48:ሰሙን
ኣቡነ ኣረጋዊ   ኪዳነ ምሕረት   ፍሊጶስ ሐዋርያ ቅዱስ ገብረል  
30 21                        
 49:ሰሙን
ማርያም ጽዮን            
 ጸጋታትካ ምልላይን ብኡኡ ምሕጓስን ንባዕሉ ጸጋ ኢዩ።
ኣብ መወዳእታ ነፍሰ ስጋኻ ምስ ተወድአ ከይተልቅስ፡ ኣይትዘሙ። ዘይሓልፍ ጸገም የለን፡ ምስ ሓለፈ ከኣ ቀሊል እዩ ዚመስል። ኣለዚ ዓቕሊ ኣይተጽብብ።